ሰንበት ዘስብከት 2004 ዓ.ም. (12/18/2011)
|
3 ሰንበት ዘአስተምህሮ (ዘምኵራብ) ኅዳር 24 2004 ዓ.ም. (12/4/2011)
|
|

|

|
ጳጳሳዊ ግረጎርያና መንበረ ጥበብ ፦ “ናብ ፍወሳን ተኃድሶን” ብፁዕ ኣቡነ ሺክሉና፣ “ብሓቂ መሠረት ፍትሒ፣ ቀታሊ ባህሊ ስቕታ (ምጽቃጥ) ምውጋእ”




ብዛዕባ ብውሑዳት ኣባላት ውፉይ ሕይወት ኣብ ልዕሊ ትሕቲ ዕድመ ሕፃናት ዝተፈጸመ በደል ዘማእከለ “ናብ ፍወሳን ተኃድሶን” ብዝብል ኣርእስቲ ዝተመርሔ ካብ መላእ ዓለም ብጠቕላላ ናይ 110 ሃገራት ቤት ምኽርታት ብፁዓን ጳጳሳት ልኡኻትን፣ ኣብ ሰበኻታት ዘገልግሉ ናይ ሥነ ኣእምሮ ሊቃውንትን ሓኻይም ሥነ ኣእምሮ ኮሚቴን ናይቲ ዓወደ መጽናዕቲ ኣሰናዳኢት ኮሚቴ ሊቀ መንበር ኣብ ጳጳሳዊ ግረጎሪያና መንበረ ጥበብ ክፍሊ መጽናዕቲ ሥነ ኣእምሮ ዋና ሓላፊ ኣባ ሃንስ ዞልነር ዝሳተፍሉ ዓለም ሓቆፍ ዓውደ መጽናዕቲ ሮማ ኣብ ናይ ቫቲካን ግዳመ ግዝኣታዊ ከባቢ ዝርክበ ጳጳሳዊ ግረጎርያና መንበረ ጥበብ ብዕለት 6 ለካቲት 2012 ዓ.ም. ናይ ኵላዊት ቤተ ክርስትያን ዓንቀ ...»

|
ብፁዕ ካርዲናል በርቶነ፦ “እዋናዊ ዓቢይ ቅልውላው ሕንጸት”




ብላቲን ሥርዓት ዕለት 5 ለካቲት ዝብዕል ዓመታዊ በዓል ቅድስቲ ኣጋታ ምኽንያት ናይ ቅድስቲ መንበር ዋና ጸሓፊ ብፁዕ ካርዲናል ታርቺዚዮ በርቶነ ቅድስቲ ኣጋታ ከም ሓላዊት ቅድስት ኣብ እትኽበረላ ከተማ ካታኒያ ተረኺቦም ኣብታ ናይታ ከተማ ዝርከብ ካቴድራል ቅድስቲ ኣጋታ ዝዓረገ መሥዋዕተ ቅዳሴ መሪሖም ኣብ ዘስምዕዎ ስብከት፣ ቅዱሳት ዝኽበሩ ጥራሕ ዘይኮኑስ ኣብነቶም እውን ምኽታል የድሊ ቢሎም፣ እቲ ነቶም ናይ ጽባሕ ሃገር ተረከብቲ መንሰያት ተጋሪድዎም ዘሎ ቅልውላው ካብ ኢምንትነት ኣመለኻኽታ ዝነቅል ባዶነት ከምዝኾነ ሓቢሮም፣ ስለዚህ ኣብ ሕንጸት መዳይ ተዋፊሮም ዘገልግሉ እቲ ቅልውላዊ ሕንጸት መታን ክውገድ ኣብ ክቡራት ዋጋታት ዝውከስ ግ ...»

|
ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ.፦ “በአቱ ለእግዚእነ፣ ወንጌላዊ ምኽርታት መሕየሊ እምነትን ተስፋን ፍቅርን ምዃኑ ዘረጋግጽ ኢዩ”




ቅድሚ ትማሊ ናይ ላቲን ሥርዓት እትኽተል ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን በዓለ በአቱ ለእግዚእነ አብዒላ ከምዝወዓለት ክፍለጥ እንከሎ፣ ምስ እዚ በዓል’ዚ ተተሓሒዙ ር.ሊ.ጳ. ብፁዕ ዮሓንስ ጳውሎስ ዳግማዊ ኣብ 1997 ዓ.ም. መዓልቲ ውፉይ ሕይወት ክብዕል ብዝሃብዎ ውሳኔ መሠረት በቢ ዓመቱ በአቱ ለእግዚእነን መዓልቲ ውፉይ ሕይወትን ተተሃሒዙ ክብዕል ከምዝጀመረ ዝዝከር ኮይኑ፣ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 ንበዓለ በአቱ ለእግዚእነ ኣብ ቅዱስ ጴጥሮስ ባሲሊካ ኣብ ዝመርሕዎ ጸሎተ ሠርክ ኣብ ዘስምዕዎ ሥልጣዊ ስብከት፣ እቶም ውፉይ ሕይወት ዝነብሩ፣ እቲ ገዛእ ርእሶም ንእግዚኣብሔር ገጸ በረከት ገይሮም ንምቕራብ ጸዋዕታ ዘለዓዓሎም ውጥን ክኅድሱን ጥ ...»

|
|



































|